ቪድዮ

Eritrean Jeberti Network - EJN

ቪድዮ

እቲ እተቐድሐ ቕዳሓት ብዛዕባ ግጥምን ታሪኽን ክንክን ጥዕናን ማሕበራዊ መራኸብን ካልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ነገራትን ብዚገልጽ ክሊፕታት ኣቢሉ ባህሊ ኤርትራዊ ኽሳዕ ክንደይ ሰፊሕ ምዃኑ ዜርኢ እዩ። ኵሉ ክሊፕታት ኣቐዲሙ ኣብ ናይ ኤርትርያ ጀበርቲ መርበብ ሓበሬታ ፎረም ይርአ ስለ ዝነበረ ኣብ ታሕቲ ኽትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።